Duration 6:23

Helen Meles - Yiakeleni - New Eritrean Music

560 043 watched
0
4.9 K
Published 8 May 2021

Produced and Published by ela tv in 2018 one of my Music Video Yiakeleni ዝኸበርኹም ፍቱዋት ደገፍተይ ኣብ ዘለኹሞ ብዙሕ ሰላምን ሙሉእ ጥዕናን እንዳ ተመነኹ፡ ክሳብ ሕጂ በብግዚኡ ዘፍረኽዎም ስነ-ጥበባዊ ስራሓተይ ኣብ ዝተፈላለያ ናይ ዩቱብ ቻነላት ክዝርግሕ ጸኒሐ’የ። እንሆ ድማ ሎሚ ሓዳስ ናይ ዩቱብ ቻነል ከፊተ ኣሃዱ ይብል ኣለኹ። ኣብዛ ‘ሄለን መለስ’ እትብል ናይ ውልቀይ ቻነል፡ ገለ ሓደስቲን ፋሕ ኢሉ ኣብ ዩቱብ ዝነበረ ናይ ቀደም ደርፊታተይን በብግዜኡ እንዳጸዓንኩ ናባኹም ከብሎ’የ። ኣብዛ ቻነል ሳብስክራይብ ክትገብሩ ብኽብሪ ይዕድመኩም። ምስ ልባዊ ሰላምታ ድምጻዊት ሄለን መለስ New Eritrean Music 2021 | Tigrinia Music 2021 | Eritrean Music 2021

Category

Show more

Comments - 217